Skip to playerSkip to main content
  • 9 years ago
ኬንያዊያን ኣትሌት ክልቲኡ ጾታ ኣብ ውድድር ማራቶን ለንደን ተዓወቲ ኮይኖም። ኤድውድ ኬብጅዋ ቀዳማይ፡ ብታንሊ ቢወት ካልኣይ: ኢትዮጵያዊ ቀነኒሳ በቀለ ሳልሳይ: ኤርትራዊ ግርማይ ገብረስላሴ ድማ ራብዓይ ብምዃን ዝተዓወቱ ክኾኑ ከለው: ብደቂ-ኣንስትዮ ድማ ኬንያዊት ጀሚማ ሶሞኖንግ ቀዳመይቲ፡ ኢትዮጵያዊት ትግስት ቱፋ ካልኣይቲ: ኬንያዊት ፍሎረንስ ኪብሊንግ ድማ ሳልሳይቲ ብምዃን ተዓዊተን ኣለዋ።

Category

🥇
Sports
Be the first to comment
Add your comment

Recommended