Skip to player
Skip to main content
Skip to footer
Search
Connect
Watch fullscreen
Like
Comments
Bookmark
Share
Add to Playlist
Report
መደበር ተለቪዥን CBC News Nevsun in Eritrea. Dealing With a Dictator.
Tigrinya
Follow
2/18/2016
መደበር ተለቪዥን CBC News " Nevsun in Eritrea : Dealing With a Dictator" ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዘዳለወቶ ዶኩመንታሪ መደብ ፡ ጽልዋ ኩናንያ ቢሻ ኣብ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላትን ፡ ምምዝማዝ ነጻ ጉልበት ኤርትራውያን መንእሰያት ከምዘስዓበን ብዝርዝር ኣቅሪባቶ ። እታ መደበር ነዚ ክስታት ምግሃስ ሰብእዊ መሰላት ንምዕዛብ ንኤርትራ ክትኣቱ እካ እንተ ሓተተት፡ ሕቶኣ ግን ብስርዓት ህግደፍ ከም ዝተነጽገ ኣፍሊጣ። እንተ ኾነ ግን እታ መደበር ናብ ጎረቤት ሃገር ኢትዮጲያ ብምኻድ ኣቐዲሞም ሰራሕተኛታት Nevsun ዝነበሩ ድሒሮም ኣንጻን እቲ ኩባንያ Nevsun ክሲ ንዝመስረቱ ኤርትራውያን ውን ረኺባ ኣዘራሪባ። ብተወሳኺ ድማ ስርዓት ህግደፍ ብኣታዊታት ቢሻ ተሓጊዙ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ዝገብሮ ዘሎ ግብረሽበራውያን ብምዕጣቅ ኣብ ከባቢ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ህውከት ከም ዘለዓዕል ዘሎ ብዝርዝር ኣቅሪባ። እታ መደበር ተለቪዥን ንሓደ ሶማላዊ ብኤርትራ ተሓጊዙ ንኣልሸባብ (Al Shebab) ብረት ዘቀባብል ዝነበረ ኣብ ከንያ ረኺባ ውን ኣዘራሪባ።
Category
🗞
News
Recommended
5:02
|
Up next
అమరావతి ప్రాంతంలో పండుగ శోభ - ప్రత్యేక ఆకర్షణగా ‘ఐరన్’ శిల్పాలు
ETVBHARAT
5/2/2025
7:12
Ethiopia-Eritrea ኣሸንዳ ሰላማዊትን ሃረግን ♥ASHENDA♥ Selamawit and Hareg New Tigrigna 2018
Ethio-Eritrea
8/29/2018
47:06
Shingrwa ሸንግርዋ Part XXX (30) (ደቀምሓረ) - June 16, 2018 #Eritrea
Ethio-Eritrea
6/16/2018
32:52
Eritrean Drama -- ሃንሰ -- New Eritrean Drama HANSE
Ethio-Eritrea
11/23/2017
5:12
KIROS ASFAHA ●Atkil● Eritrean new music 2016
Asmara
9/17/2016
16:30
Fqri Lomi Qne | ፍቕሪ ሎሚ ቅነ - Part 2 - New Eritrean Movies 2016
Asmara
9/9/2016
0:22
ethiopian first kiss
Habesha Entertainment
5/9/2016
56:21
Mereb Estifanos# 2 Eritrean New Movie 2015
Asmara
12/16/2015
14:34
ከም ኣረጋይ ሓጎስ ዓሻስ ይህሉ ዶ?
Tigrinya
2/25/2021
15:21
ኣስተውዕል መንእሰይ ኤርትራ፣ ልዕሊ ኢሰያስ ጸላኢ የብልካን፣ ዝሕረድ ብዕራይ ኣይለክምካ
Tigrinya
11/7/2020
29:13
ደም ዝተኸፍሎ ባርነት፣ ኣቶ ረዘነ ሃብተ
Tigrinya
4/20/2020
7:31
ሃገር ብሃገራ 'ባ ናብ ሳሕል ቀይሮማ።
Tigrinya
1/17/2019
2:20
ደገፍቲ ህግደፍ፣ የእምሮኹም ክፈትዎ።
Tigrinya
1/15/2019
2:06
ዶር ኣቢይ ኣሕመድ ኢትዮጵያውያን ብዓሌት ተሃራሪምና ኣይንፈልጥን ይብሉ፣ ነዳምጾም።
Tigrinya
1/13/2019
2:32
ኣዝዩ ደስ ዘብል ትግርኛ ሳዕስዒት
Tigrinya
1/13/2019
6:20
ወዲ ቁርኣነይ መዓቢተይ ብዛዕባኻ ኸኣ ቅሩብ ክንዛረብ
Tigrinya
10/10/2017
5:44
ኤርትራዊ ስምዓዮ እቲ ሓቂ ሓሳዊ እምበር ሓቀኛ ኣይመውትን!!
Tigrinya
8/21/2017
15:18
ኣገራሚ➤ኣብ ኣስመራ ልዕሊ 80 ዓመት ዝገበረ ተዛራቢ ፓፓጋሎ (ሕንጻይ)
Tigrinya
8/14/2017
2:49
ዕላል ናይ ደቂ ከረን✅
Tigrinya
8/8/2017
7:26
ኩቡር መምህር ስነጥበባዊ ኣልኣሚን ዓብደለጢፍ ረቢ ይርሓሞ፣ ሰብ ንኸብዱ ጥራይ ኣይኮነን ዝነብር
Tigrinya
8/7/2017
17:26
ኩነታት እሱራት ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ሮማ»Simon REZENE!!
Tigrinya
8/6/2017
7:07
ጥዑም ቃል ድምጺ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ቀዳማዊ ሳልሳይ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሃገረ ኤርትራ!!
Tigrinya
8/5/2017
2:31
Sports News Eritrean june-24-2017
Tigrinya
6/24/2017
4:20
ኤርትራዊት ሽወደናዊት ምዕራፍ ባህታ ኣብ 3000ሜ ጉያ ታዓዊታ!!
Tigrinya
6/22/2017
26:53
ግዳያት ሳዋ ብልሳነን!!!
Tigrinya
6/17/2017